|
ቀዳም 11 Jan 2020 ኣብ ዝተገበረ ስብሰባ ሓደሽቲ ኣመራርሓ ቦርድ ናይ ስራሕ መደባትና ተኸፋፊልና ኣለና።
ዝርዝር ሓላፍነት ሓደሽቲ ኣመራርሓ ከም ዝስዕብ እዪ
1 ኣቦ መንበር (President) : Endalew G/tsadik
2 ምክትል ኣደ መንበር (Vice president) : Aden Tesfay
3 ፀሐፊ (Secretary) : Tizazu asmelash
4 ሒሳብ ሹም (Treasurer) : Beteab G/yesus
5 ርክብ ሕዝቢ (PR Director) : Abraham Gebru
ኣባላት ቦርድ
6 Meron Gebremariam
7 Lebelo Hailesilassie
8 Abiy Kahsay
9 Kaleayu Andemariam
10 Nigsti Abay
11 Seble Amare
ናይ ትግራይ ኮሚኒቲ ማሕበረሰብ ኣብ ጎንና ኾይንኩም ኣድላይ ሓገዝ ብምሃብ ዕውት ናይ ስራሕ ዘመን ከምዝኸውን ተስፋ ንገብር።
ኣመራርሓ ቦርደ
Categories: None