|
መፀዋዕታ
ማሕበር ኮሚዩኒቲ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዓመታዊ ጉባኤኡ ሰንበት 28 ጃንዋሪ 2018 ኣብ ኣርሊንግተን ኣዳራሽ ኢትዮጵያን ኮሙዩኒቲ (ECDC) ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሰዓት 2፡00 ክሳብ 4፡00 ከካይድ እዩ፡፡
ኣብዙ ጉባኤ ኮሚዩኒቲና ኣብ ዝሓለፋ ክልተ ዓመታት ንዘካየዶም ስራሕቲ ዝግምግም እንትኸውን ናይ ስራሕ ጊዚኦም ንዝፈፀሙ ኣባላት ቦርድ ንምትካእ እውን መረፃ ከካይድ እዩ።
እዙ ኣኼባ ማሕበርና ክሳብ ሐዚ ንዝተጉዓዘሉ ከይዲ ዳህሲሱ ብዛዕባ ቀፃላይ ጉዕዝኡ ዝእምተሉ ኣገዳሲ ግዘ ብምኻኑ ኩሉኹም ኣባላት ንኽትርከቡ ብኽብሪ ንዕድም።
ማሕበር ኮሚዩኒቲ ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን
http://aigaforum.com/events-2018/Tigray-Community-DC-2018.pdf
Categories: Tigrinya